Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ኢዩ- ም/ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገርና ዝመፅአ ለውጢ ልዑል ግደ መናእሰይ ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነሽ ኣበቤ ገሊፀን።

እተን ምክትል ከንቲባ ሎሚ መዓልቲ ምስ መናእሰይ ኣብ ዝገበርኡ መድረኽ ዘተ፥ መንእሰይ ብፃዕሩ ዘምፅኦ ለውጢ ቀፃልነት ንክህልዎ ልዑል ጉልበትን ብቕዓትን ዘለዎ መንእሰይ ሐዚ እውን ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ተዛሪበን።

እዚ ብምግንዛብ ኣብታ ከተማ ሰላም፣ መዕባለን ኩለመዳይ ዕብየትን ነክነግስ እንህብን እንኽልክልን ንሕና ህዝባ ስለ ምዃንና ኣሚንና ብዕቱብ ንስራሕ ከብላ መልእኽተን ኣመሓላሊፈን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.