Fana: At a Speed of Life!

ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ኣኼባ ፌዴሬሽን ስፖርት ዩኒቨርሲቲታት ኣፍሪካ “ሰፖርት ዩኒቨርስቲ ዓለም ንምቕያር” ብዝብል መሪሕ ቓል ብኣሰናዳእነት ዩኒቨርሲቲ ሜትሮ ፖሊታንት ኮተቤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ ኣባላት እቲ ፌዴሬሽንን ተረኺቦም።

ስፖርት ንሓድነትን ምትሕብባርን ብምውዓል ህይወት ኣፍሪካውያንንነ ኣፍሪካን ናብ ዘሐሸ ብርኪ ንምቕያር ምጥቃም ይግባእ ተባሂሉ።

ስፖርት ምስሊ ሃገር ካብ ምህናፅ ሓሊፉ መሪሕነት ብተግባር ንምስራፅ ዝከኣለሉ ሓደ መገዲ ብምዃኑ፥ ኣብ ኣፍሪካ ዝርከባ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣበርቲዐን ክሰርሓ ከምዝተብሃለ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.