Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውሕመን ኣብ ትግራይ ምርመራታት ብሓባር ንምክያድ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ኣብ ትግራይ ኣሎ ዝበሃል ሰብኣዊ ግህሰት ብሓባር ምርመራታት ንምክያድ ተስማዕሚዖም።

ክልቲኦም ትካላት ሎሚ መዓልቲ ኣብቲ ጉዳይ ዘድሃበ ናይ ሓባር መጋለፂ ሂቦም።

እተን ትካላት ኣብ ትግራይ ኣሎ ዝበሃል ሰብኣዊ ግህሰት ብሓባር ምርመራታት ንምክያድ ምስምምዖም ኢዮም ኣፍሊጦም።

24 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ትግራይ ኣብ ክሊ ዘሎ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰል እናሰርሑ ከምዝነበሩ ገሊፆም።

ኣብ ቀዳማይ ዙር ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝፀንሑ ሰብ ሙያታት ኣብ ቀረባ እዋን ናብቲ ቦታ ከምዝልእኹ ዕላዊ ገይሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.