Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክሊ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘተኮረ ሃገራዊ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ክሊ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘተኮረ ሃገራዊ መድረኽ የሳልጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ መበገሲን መፍትሒ ሓሳባትን ምንሃር ናብራ ዘድሃቡ መፅናዕታዊ ፅሑፋት ይቐርቡ ኣለዉ።

ብምስክር ስናፍቅ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.