Fana: At a Speed of Life!

ኢዜማ ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ዜጋታት ኢትዮጵያ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ማኒፌስቶ መረፅኡ ንህዝቢ ዕላዊ ገይሩ።

እቲ ማኒፌስቶ ንምድላው ንዘሓለፉ 2 ዓመታት ትኹረት ተገይሩ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ፡፡

ኣብ ድሕንነት ሃገር ከምኡ እው ኣብ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚን ማሕበራዊን ዘፈራት ዘለዉ መሰረታዊ ፀገማት ብምፍላይ ናይ መፍትሒ ኣንፈታት ብግልፂ ዘቐመጠ ሰነድ ምዃኑ እውን ተሓቢሩ፡፡

ኣቦ መንበር እቲ ፓርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ፥ ኣብ ዝቕፅል መረፃ ሃገር ንምምሕዳር እንተተመሪፁ ንዝቕፅሉ 5 ዓመታት ኣብ ስራሕ ዝውዕልን ዝኣተዎ ቃል እንተዘይተግቢሩ ተሓታቲ ዝኾነሉ ሰነድ ምድላዉ ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.