Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ትራንስፖርት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ።

እቲ ጉባኤ ካብ ዕለተ ረቡዕ ጀሚሩ ንተኸታታሊ ክልተ መዓልታት ዝካየድ እንትኸውን፥ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ  ካብ ትካል ዝተዳለወ ተልሚ 10 ዓመት መስቲ መርሃ ግብሪ ዝተጠዓዓመ ከምዝኾነ ተዛሪበን።

ኣብቲ መድረኽ ኣስታት 44 ብዝኾኑ ዓውዲታት ፕሮጀክትታት ልምዓት መገዲ፣ መገዲ ትራነስፖርት፣ ሎጂስቲክስ፣ ባቡርን  ኣየርን መነግስቲ ምስ ውልቀ ሴክተር ክጣመር ብዝኽእለሉ ዕድላት ዘተ ከምዝግበር ተሓቢሩ።

ብፋሲካው ታደሰ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.