Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ስብሓት ነጋን ዶ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ሓዊሱ ካልኦት ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ስብሓት ነጋ፣ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማን ኣምባሳደር ኣባይ ወልዱን ሓዊሱ ካልኦት ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።

እቶም ተጠርጠርቲ ናብ ቤት ፍርዲ ዘቕረቦም ቤት ህንፀት ኣዲስ ኣበባ እንትኸውን፥ ተጠርጠርቲ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ መጋባእያ ምድብ ኣራዳ ኢዮም ቀሪቦም፡፡

መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ዓቃቢ ሕጊ ንምስማዕ ዝተውሃበ ተለዋጢ ቆፀሮ ንምርኣይ ከምዝቐረቡ እውን ተገሊፁ፡፡

ዓቃቢ ሕጊ ኣብ ዘሓለፈ ሰሙን 50 መሰኻኽር ከምዘሰናደአ ምግላፁ ይዝከር፡፡

ብታሪኽ ኣዱኛ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.