Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ስራሕቲ ፀፅታን ምኽባር ሕጊን ስልጠና ዝወሰዱ 610 ኣባላት ኣመሪቑ።

ሎሚ መዓልቲ ዝተመረቑ ኣባላት 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣመልኪቱ ልእሊ ሓደ ወርሒ ናይ ተግባር ስልጠና ዝወሰዱ ከምዝኾኑ ተመልኪቱ።

እቶም ተመረቕቲ ኣብ ፃንሒቶም፥ ስልጠና ኣድማ ብተና፣ ብቕዓት ኣካልን ወታደራዊ ሰልፊን ከምዝወሰዱ ምክትል ኣዛዚ ቀጠና ሓደ ኮማንደር ኣብዲሳ ባይሳ ፡፡

እቲ ስልጠና ብዘላቒ ንመሃብ ሓገዝ ሎጂስቲክስ ከምዘድሊዮም ምግላፆም ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.