Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ብር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።

ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ብዝተሰርሐ ጥንኩር ቁፅፅር ኮንትሮባንድ ልዑል ውፅት ክምዝገብ ክኢሉ ኢሎም፡፡

ምስ ዘሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ናይ 720 ሚሊየን 278 ሺሕን 971 ወይ ድማ 47 ሚኢታዊ ሓለፋ ከምዘርአየ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.