Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄንሪክ ሎንድኪስት ተዛቲየን።

እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ዓውዲ ትራንስፖረት ዘሎዉ ፀገማት ንምፍታሕ፣ ዕድላት ንምጥቃም ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ከምኡ ውን ጉባኤ ትራንስፖርት ኢንቨስትመነት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ኣካይዶም።

ቀፀልቲ ዓውዲታት ምትሕብባር ብዝምልከት እውን ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.