Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ምላሽ ንመሃብ ብዘሐሸ ኩነታት ሓገዝ ንምትእኽኻብ ትኹረት ምሃብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መተሓባበሪ ሓገዝ ህፁፅ እዋን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ማርክ ሎውኩክ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምቕራብ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲን ዝተረኸቡ ውፅኢታትን ከምዝተገምገሙ ኣምባሳደር ታየ ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዝ ምላሽ ንመሃብ ብዘሐሸ ኩነታት ሓገዝ ምትእኽኻብ ከምዝግባእ እውን ኣብቲ እዋን ዘተ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.