Fana: At a Speed of Life!

30 ሰባት ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ማእኸል ጎንደር ዞን ወረዳ ታሕታይ ኣርማጭሆ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተዘዋወሩ 30 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።

መነሻውን ከጎንደር ከተማ ምዕራብ አርማጭሆ ወረዳ አብራሃጅራ ከተማ ባደረገ አይሱዙ የጭነት ተሽከርካሪ ሸራ በማልበስ ወደ አብራጅራ በኩል የሳንጃ ኬላን ለማለፍ ሲሞከር በተደረገ ጥቆማ መያዛቸው ታውቋል

መበገሲኦም ካብ ከተማ ጎንደር ናብ ወረዳ ምዕራብ ኣርማጨሆ ከተማ ኣብራሃጅራ ዝገበሩ እቶም ዘይሕጋዊ ሰባት፥ እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ ፅዕነት ተሸከርካሪት ቴንዳ ብምሽፋን ኬላ ሳንጃ ንምሕላፍ እንትፍትኑ ብዝተገረ ሓበሬታ ከምዝተተሓዙ ተፈሊጡ፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ እቲ ገናሒ መኪናን እቶም ውልቀ ሰባትን ከምዝተተሓዙ ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ምርመራ እናተገበረሎም ከምዝኾ ተገሊፁ፡፡

ዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ሰባት ጥቡቕ ቁፅፅር ብምግባር ናብ ሕጊ ምቕራብ ከምዝግባእ ምግላፁ ካብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ታሕታይ ኣርማጭሆ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.