Fana: At a Speed of Life!

ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ምዝገባ ሕፁያት ብዝተተሓሓዘ ልዕሊ 500 ሕቶታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ምስ ምዝገባ ሕፁያት ብዝተተሓሓዘ ልዕሊ 500 ሕቶታት ከምዝቐረብሉ ኣፍሊጡ።

እቲ ቦርድ ከይዲ ምርጫ በዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ኣብ ክልተ ዙር ኣብ ዝተገበረ ምዝገባ 47 ፓርቲታት ፖለቲካን  8 ሺሕን 209 ሕፁያትን ከምዝተመዝገቡ ኣፍሊጡ።

በቶም ፓርቲታት ኣቢሉ ብዙሓት ቅርታታት ዝቐረቡ እንትኾኑ፥ ቢሮ ምርጫ ክፍቲ ዘይምዃን፣ ብኣፈፀምቲ መረፃ ክልላት ተወሰኽቲ ሓበሬታታት ምሕታት ተሓቢሮም።

እቲ ቦርድ ነቶም ኣብዝሓ ቅርታታት ዝፈትሐ እንትኸውን፥ ምስ ምእሳር ኣባላትን ምዕፃው ቢሮን ብምትሕሓዝ ዝቐረቡ ሕቶታት ብዓቕሚ እቲ ቦርድ ከፍትሑ ኣይከኣሉን ተባሂሉ።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.