Fana: At a Speed of Life!

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍራይ ከምዝኣቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍራይ ከምዝኣቱ ተገሊፁ።

ብምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር እቲ ፋብሪካ ዘለወሉ ኩነታት ብዝምልከት ዑደት ገይሩ።

ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች፥ እቲ ፋብሪካ ኣብ ዚ ሰሙን ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍራይ ከምዝኣቱ ገሊፀን።

ነዚ ድማ እቲ ምምሕዳር በቢወርሑ 100 ሺህ ኩንታል ስንዳይ ከምዘቕርብ ተዛሪበን።

ብሙሃመድ ዓሊ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.