Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ኣድማሱ ጸጋዬ ምስ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብ እዋናዊ ዞባዊ ጉዳያት ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶኔዢያ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር ኣድማሱ ፀጋዬ ምስ ኣብ ኢንዶኔዢያ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኤምሬትስ ኣብዱላ ሳሊም ኣል ዳህሪ ኣብ እዋናዊን ዞባዊ ጉዳያትን ተዛትዮም።

ኣብ ዘትኦም መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝሰርሖም ዘሎ ዳግመ ህንፀትን ሰብኣዊ ሓገዝን ዳህሲሶም።

ፕሮፌሰር ኣድማሱ ብዛዕባ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ከምኡ እውን ዶብ ኢትዮ ሱዳን ዝምልከት ህልው ኩነታት ገለፃ ገይሮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.