Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሰንደቕ ዓላማ እቲ ክልል ንምቕያር ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ።

ኣብ ቀፃሊ 6 ኣዋርሕ ኣብ መፅናዕቲ ተደሪኹ ታሪኽን ስነ ልቦናን ህዝቢ ኣምሓራ ዘንፀባርቕ ሰንደቕ ዓላማ ተዳሊዩ ተግባራዊ ንክግበር እቲ ቤት ምኽሪ ወሲኑ።

ነባር ሰንደቕ ዓላማ ሓደ ፓርቲ ዝውክል እንበር ታሪኽን ስነ ልቦናን ህዝቢ ኣምሓራ ዘየንፀባርቕ ብምዃኑ ኣብ ህዝቢ ተቐባልነት ከምዝሰኣነ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.