Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፔካ ሃቪስቶ ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ ኣብ ኢትዮጵያን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ብዝምልከት ተላዚቦም።

ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታትን ኣቕርቦት ሰብኣዊ ደገፍን ከምኡውን ኩነታት ሰብኣዊ መሰል ብዝምልከት ተዛቲዮም።

ብተወሳኺ ኣብ ቀፃሊ ብዛዕባ ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫን ክልቲኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን ከምዝተላዘቡ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.