Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ ) ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ናይ መጠቓለሊ ኣኼባ ንስራሕቲ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ብፍላይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ንዘቕርቦም ዝርዝር ሓበሬታታት ከምኡ እውን ተግባራዊ ንኽግበሩ ንዝህቦም ምኽረ ሓሳባት ሓገዙ ሂቡ፡፡

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዘሎ ጭቡጥ ኩነታት ዝገብሮ ክትትል ንኽቕፅል ምብርትትዑ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.