Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ሓይሊ ፀሓይ 500 ሜጋ ዋት ንምፍልፋል ዘኽአል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ኣቡ ዳቢ ፊውቸር ኢነርጂ ካምፓኒ ፒ.ጄ.ኤስ.ሲ-ማስዳርን ኢዩ እቲ ስምምዕነት ተፈፂሙ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ካብ ተሓዳሲ ሓይሊ ዝርከብ ኤሌክትሪክ ንምፍልፋልን ንምዝርጋሕን ዘኽእል ልዑል ልምዲ ከምዘለዋ ገሊፆም።
እቲ ኩባኒያ ዝገብሮ ምፍሳስ ንዋይ፥ ምትሕብባር ውልቀን መንግስቲን ኢትዮጵያ ናይ ምጥንኻር ፃዕሪ ብተግባር ዘርእይ ከምዝኾነ አውን ገሊፆም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.