Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃ ዝኹንኑ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒውዮርክን ብራስለስን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ትውልደ ኢትዮጵውያንን ኢድ ኣእታውነት ወፃኢን ዝኹንኑን ሓቀኛ ምስሊ ኢትዮጵያ ዝገልፁን ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶም።

ምክትል ቀዳማይ ሚኒሰስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ድማ፥ ኣብ ጉዳይ ሉኣላውነት ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ዕዉትን ፍትሒ ብምሕንጋጥን ከምኡ እውን ናይ ሕሶት ጠቐነታት ብምንቃፍ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ብፅንዓት ንዝተሳተፉ ወገናት ምስጋና ኣቕሪቦም፡፡

ኣብ ምዕራብ ዓለም ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ከተማታት ሰላማዊ ሰልፍታት ብምትሕብባርን ብምምራሕን ሃገራዊ ሓላፍነቶም ብኽብሪ ንዝተዋፅኡ ኣካላት አመስጊኖም፡፡

ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ቀፃልነት ንዘለዎ ሓድነትን ሕብረትን ንምህናፅ ርብርብ ከምዝግበር እውን ኣብ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.