Fana: At a Speed of Life!

ተወሳኽቲ 300 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተወሳኽቲ 300 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።
ተወካሊ ዳይረክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
መንግስቲ ኣብ ስዑዲ ዓረብን ካልኦት ሃገራትን ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ኣብ ምምላስ ከምዝርከብ ይፍለጥ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.