Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ኣይሻ ብዛዕባ ዝህነፅ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሺ በቀለ ኣብ ኣይሻ ዝህነፅ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ብዝምልከተ ምስ ሓላፊ ኢንቨስትመንት ኣልኑወይስ ሑሴን ኣልኑወይስ ተዛቲዮም።

ብዛዕባ እቲ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝህነፅ መፈልፈሊ ሓይሊ ንፋስ ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ድማ ሓቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.