Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ተዛቲየን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ኬንያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ እናገበራ ይርከባ፡፡

ኣብ ዑደተን ድማ ምስ ፕሬዚዳንት ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲየን፡፡

ብፍላይ ድማ ኣብ ክልተኣዊ ርክብን ሓፈሻዊ ዞባዊ ኩነታትን ኣድሂቦም ልዝብ ገይሮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.