Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፌሊክስ ሺሴኬዲ ምስ ዝተልኣኸ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን።

ብፕሮፌሰር ኣልፎንስ ንቱምቤ ሉአባ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝግበር ድርድር መዳርግቲ ኣካላት የዘራርብ ኣሎ።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኢትዮጵያ “ንፀገም ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ” ኣብ ዝብል ሓሳብ ሙሉእ እምነት ከምዘለዋ

ገሊፀን።

ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ንኹሎም መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዝጠቅም መፍትሒ ሓሳብ ንምብፃሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ኣረጋጊፀን።

 

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.