Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ባህርዳር ኣብ ወሓዚ ሩባ ኣባይ ዝህነፅ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ድልድል ጎብኒዮም።

ኣብቲ ዑደት ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልል ኣምሓራን እውን ተሳቲፎም ኢዮም።

እቲ ከይዲ ህንፀት 25 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ድማ ተገሊፁ።

ኣብ ዝተተለመሉ እዋን ከምዝዛዘም ድማ ተሓቢሩ።

ብኣላዛር ታደለ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.