Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዘለዋ ደቂ ኣኒስትዮ ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ምክትል ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ብምኽኒያት እታ ዝተዛብዐ ሓበሬታ ብዙሓት ኣዶታት ኣብ ጨንፈራት ንግዲ ባንኪ ይንገላታዓ ኣለዋ ኢለን።

ይኹን እንበር ደገፍ ገንዘብ ክግበር ኢዩ ብዝብል ዝተወዘዐ ሓበሬታ ጌጋ ከምዝኾነ ገሊፀን።

ምስዚ ብዝተተሓሓዘ ውሱናት ተጠርጠርቲ ከምዝተትሓዙ እውን ሓቢረን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.