Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት 26 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ምስ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት ኢጋድ ተዛቲዮም።

ብዌቢናር ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ኣብ ናይ ሓባር ድልየትን ረብሓን ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ኣብዚ ቀጠና ፀገማት እንተጋጥሙ ናይ ሓባር መፍትሒ ምሃብን ናይ ሓባር ረብሓ ምሕላውን ኣብ ዘኽእሉ ኩነታት ትኹረት ብምግባር ከምዝተላዘቡ እውን ኣምባሳደር ፍፁም ኣፍሊጦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.