Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሹመት 21 ዳያኑ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ዛዚሙ።

እቶም ዳያኑ ኣብ ቢሮ ዓቃቤ ሕጊን ማሕበራዊ ቤት ፍርድን በቢብርኩ ኣብ ዘለዉ ኣብያተ ፍርዲ ብሓጋዚ ዳይነት ይሰርሑ ከምዝነበሩ  ምክትል ከንቲባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ ገሊፀን።

ብመሰረት እዚ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘሳለጦ መበል ሻምናይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሹመት እቶም ሕፁያት ዳያኑ ፀዲቑ።

እቶም ተሸየምቲ ቃለ ማሕላ ከምዝፈፀሙ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.