Fana: At a Speed of Life!

ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ሰለስቲኣዊ ድርድር ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ምስ ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢኔርጂን ተዛቲዮም።

ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ትሺሴኬዲኪ ናይዚ እዋን  ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ኢዮም።

እቶም ኣባላት ጉጅለ ምስ ዶ / ር ኢ/ር ስለሺ በቀለን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኢዮም ተዛቲዮም።

ኢትዮጵያ ንናይ ሓባር ተረባሕነትን መፍትሒን ክትሰርሕ ኢያ ተባሂሉ።

ኣብ ሰለስቲኣዊ ድርድር ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒታት ንምምፃእ ኢትዮጵያ ቁርፀኛ ከምዝኾነት ምርግጋፃ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.