Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ”ደው ኢለ ክምርቐኪ” ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ”ደው ኢለ ክምርቐኪ” ብዝብል ኣብ ፓርክ ሕውነት ሸገር ዝግበር ኮንሰርት ዝክረ ጥላሁን ንዘሰናድኡ ኣካላት አመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፌስ ቡክ ገፅ እቲ ዝክረ ጥላሁን ብምትሕብባር፣ ዝተረኸበ እቶት ንመኣዲ ንሃገር ክውዕል ብምግባር ዝገበርኩም ኩሉኹም ምስጋናይን ናእዳይን ይብፃሕኹም ኢሎም።

ንዝተኣከበ ልዕሊ 80 ሚሊየን ብር መዋጮ ንዝገበሩ ኩሎም ዘይሃስስ ኣሰርኩም ኣብ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣዕሪፍኩም ኢኹም ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.