Fana: At a Speed of Life!

354 ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)354 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ከተማ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

እቶም ካብ ስደት ተመለስቲ ኤልማ ዝተብሃለ ትካል ምስ ፍሪደም ፈንድን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጀነራል ፌዴሪኢን ብምትሕብባር ኢዮም ተመሊሶም ዘለዉ፡፡

እቶም ዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ተወካሊ ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሎም ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.