Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ዶክተር ትዝታ ሙሉጌታ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ማዋርዲ ምስ ዝርከቡ ተምሃሮ ኢትዮጵያ ተዛቲየን።

ኣብቲ ዘተ እዋናዊ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡ እውንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ፡፡

ኣምባሳደር ዶክተር ትዝታ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝበለኦ፥ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ወፍሪ ሓሶት ሓበሬታ ኣመልኪተን ነቶም ተምሃሮ መብርሂ ከመዘሃባን ካብ ሓቂ ዝረሓቑን ዝጋውሑ ናይ ሓሶት ሓበሬታታትን ንኽከላኸሉ ኣተሓሳሲበን፡፡

እቶም ተምሃረ ብግደኦም፥ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ወፍሪ ሓሶት ዜና ንምክልኻል ሓላፍነቶም ከምዝዋፅኡ ኣረጋጊፆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.