Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንክልተ ሙሁራት ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ንክልተ ሙሁራት ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰርነት ሂቡ ዘሎ ብክፍሊታት ትምህርቲ ኬሚስትሪን ታሪኽን መምህርን ተማራማሪን ንዝኾኑ ዶክተር መዓርግ ኣማረን ዶክተር ተመስገነ ገበየሁን ምዃኑ ተሓቢሩ።

ዩኒቨርሲቲ ባህርዳር ኣብ ፌስቡክ ገፁ ከምዘፍለጦ፥ ነቶም ሙሁራት ሙሉእ መዓርግ ፕሮፌሰር ክህብ ዝኸኣለ ሴኔት እቲ ዩንቨርሲቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.