Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕክምና ሙያ፣ ብሃገር ሽማግለነት፣ ብምትሕብባር ሓገዝን ብኣባልነት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላምን ሃገሮም ከምዘገልገሉ እቲ ቤት ምኽሪ ገሊፁ።

ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ብምግላፅ፥ ንመላእ ቤተሰቦም፣ ፈተውቶምን ኢትዮጵያውያንን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.