Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኒው ዮርክ ንግድብ ህዳሰ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ኣብ ኒው ዮርክ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ድጋፍ ዝህብን ተኻታዒን ጉጅለ ምጥያሹ ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ ኣፅቀስላሴ ኣብ ትዊተር ገፆም ገሊፆም።

ብመርበብ ሓበሬታ ኣብ ዝተሳለጠ ኣብቲ ምጥያሽ ጉጅለ ተኻታዒ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሽ በቀለ ምስታፎም ተገሊፁ።

እቲ ጉጅለ ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ፣ መራሕቲ ሲቪል ማሕበረሰብ፣ ሙሁራትን ሰብ ሞያታትን ዝሓቖፈ ኢዩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.