Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብሕክምና ሙያ፣ ብሃገር ሽማግለነት፣ ብምትሕብባር ሓገዝን ብኣባልነት ኮሚሽን ዕርቀ ሰላምን ሃገሮም ዘገልገሉ ዝነበሩ ዝተኸበሩ ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዓሪፎም ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዮም ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።

እቲ ባይቶ ብምኽኒያት ሕልፈት ህይወት ሎሬት ዓለም ዶ/ር ጥበበ የማነ ብርሃን ዓሪፎም ዝተሰመዖ ሓዘን ብምግላፅ፥ ንመላእ ቤተሰቦም፣ ፈተውቶምን ኢትዮጵያውያንን ምፅንዕናዕ ተመኒዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.