Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምጅማር መርሃ ግብሪ ፕሮጀክት ኮይሻ ዞባ ዳውሮ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ዞባ፣ ወረዳ ሎማ እንትበፅሑ ሕብረተሰብ እቲ ከባቢ ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሩሎም።

ኣብ ጣቢያ ዋሩማ ንዝርከብን ኣካል እቲ ፕሮጀክት ንዝኾነን “ንጉስ ሃላላ ካብ ክላስተር” እምነ ኩርናዕ ኣቐሚጦም።

ኣብ ምጅማር እቲ ፕሮጀክት ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዊሱ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮነን፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።

ብሶዶ ለማ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.