Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣህመድ መኣዲ ንሃገር ጋህዲ ንክኸውን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ”ግደኹም ንዘበርከትኩም ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወፃኢን ዘለኹም ኢትዮጵያውያን ልዑል ምስጋናየይ አቕርብ” ኢሎም።

ብመኣዲ ንሃገር 3 ቢሊየን ብር ንምትእኽኻብ ትልሚ ብምሓዝ ስራሕ ከምዝተጀመረ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ብዝተገበረ ኣበርክቶ፥ ኮይሻ፣ ወንጪ፥ን ጎርጎራን ንምልማዕ ዘኽእል 4.2 ቢሊየን ብር ክእከብ ከምዝተኽኣለ ተዛሪቦም።

”ብሓባር ናብ ዝሓሰብናዮ ክንበፅሕ ኢና” እውን ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.