Fana: At a Speed of Life!

ነበርቲ ዞባ ዋግህምራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ሃገራዊ ለውጢን ብምድጋፍ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ዋግህምራ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ብኣመራርሐኦም ዝመፅአ ሃገራዊ ለውጢን ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ነበርቲ፥ “ለውጢ ንድግፎ ኢና፣ ንቕድሚት ክንጓዝ ኢና፣ ጁንታ ኣብ ዝፈሓሮ ጉድጓድ ንባዕሉ ተቐቢሩ ኢዩ፣ ኢትዮጵያውነት ልዕሊ ኩሉ ኢዩ፣ ፅንፈኝነት ይዕኖ ኢትዮጰርያውነት ይለምልም ዝብሉ” ጭርሖታት ኣስሚዖም።

ዝተጓዝናዮ መገዲ ሓፂር ዝተረፈና ድማ ነዊሕ ብምዃኑ ምስ መራሕትና ክንሳገር ኢና፣ ሕቶ ዩኒቨርሲቲና ብፓርቲ ብልፅግና ጋህዲ ክኸውን ኢዩ ዝብሉ ጭርሖታት እውን ተሰሚዖም።

የድጋፍ ሰልፉ በጠቅላይ ሚኒስትር ዐቢይ አሕመድ በሳል አመራር በሀገሪቱ የመጣውን ለውጥ በመደገፍ እውቅና መስጠትን አላማ ያደረገ ነው።

ኣብቲ ሰልፊ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፣ ንፍሉይ ሓይሊን ሚኒሻን ኣምሓራን ኣፍልጦ ዝህብ ከምዝኾነ ተፈሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.