Fana: At a Speed of Life!

ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ሓቢሮም ንምስራሕ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት፥ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ተፈራሪሞምዎ፡፡

ኣብቲ ስነስርዓት ሃላፊ ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጀነራል ጥጋቡ ይልማን ምክትል ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኣይተ ኣስቻለውን ምርካቦም ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.