Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኡላማታት ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ አበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍቢሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኡላማታት ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተዛቲየን።

ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ካብቲ ቤት ምኽሪ ብመሰረት ዝቐረበ ሕቶ ኢየን እቲ ዘተ ኣካየደን ተባሂሉ።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዝተጀመሩ ተግባራት ትካላዊ ለውጢን ዘጋጠሙ ዕንቅፋታትን ኣብ መፍትሒ ሓሳባት ብዕምቆት ምዝታይ ከምዝተገበረ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረሠብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.