Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብምኽናያት ኮሮና ትምህርቶም ኣቋፆም ዝነበሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሩኡ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብምኽናያት ኮሮና ትምህርቶም ኣቋፆም ዝነበሩ ልዕሊ 10 ሺሕ ተምሃሩኡ ምቕባል ጀሚሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ቅበላ ተምሃሮ እንትገብር እዚ ንኻልኣይ ዙር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣቦታት ሃይማኖትን ዓበይቲ ዓዲን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብቲ ዩኒቨርሲቲ ብምርካብ ተግባራት ምዕራፍ ምድላው ቅድመ ምቕባል ተመልኪቶም፡፡

ተምሃሮ ናብቲ ትካል ኣብ ዘኣተዉሉ እዋን ድማ ብኣካል ተረኺቦም ምስ ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብምዃን ኣቀቀባብላ ገይሮምሎም።

ካብ ምዕራፍ ምድላው ክሳብ ምቕባል ተምሃሮ ንዝተሰርሑ ስራሕቲ ማሕበረሰብ እቲ ዩኒቨርሲቲ፣ ዓበይቲ ዓዲን መራሕቲ ሃይማኖትን ተዋዲዶም ምስረሖም ተገሊፁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.