Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ታንዛንያ ዘይተፈልጠ ሕማም ከምዝተራእየ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ፀብፂበን።

እቶም ዝሓመሙ ሰባት ደም የምልሱ ከምዘለው’ውን ተገሊፁ።

ሰብመዚ ጥዕና ናይቲ ከባቢ ከምዝሓበሮዎ፥ ገለ ካብቶም ሕሙማት ኣብ ውሽጢ ሰዓታት ከምዝሞቱ ተዛሪቦም።

ሚኒስቴር ጥዕና  ታንዛኒያ፥ ነቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታት እትምርምር ጉጅለ ክኢላታት ጥዕና ናብቲ ቦታ ከምዝተለኣኹ ብምግላፅ ለበዳ ክኽውን ይኽእል ኢዩ ንዝብሉ ሓበሬታታት ግን ኒፂጎምዎ ኣለዉ።

ከምዚ ዓነይነት ምልክታት ሕማም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2018 ጀሚሩ ይረኣ ከምዝነበረ ኣፍሊጡ።

ፍልፍል፦ ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.