Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዝገበሮ ሰብዊ ሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንኢዱ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ትካል ንዝገበሮ ሓገዝን ዘለዎ ምሕዝነትን ናእድኡ ምግላፁ ካብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.