Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሌክስ ሺሴኬዲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ነቶም ፕሬዚዳንት ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

እቶም ፕሬዚዳንት ካብ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ ከመዝቕበሉ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.