Fana: At a Speed of Life!

ስሕተት እቲ ጁንታ ኣብ ታሪኽ ንከይድገም ተጋድሎ ምኽባር ሕጊ  ሰራዊትና  በቢ እዋኑ ንህዝቢ ክቐርብ ይግባእ – ሜ/ጀነራል መሓመድ ተሰማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ስሕተት እቲ ጁንታ ኣብ ታሪኽ ንከይድገም ተጋድሎ ምኽባር ሕጊ  ሰራዊትና  በቢ እዋኑ ንህዝቢ ክቐርብ ክብሉ ዋና ዳይሬክተር ኢንዶክትሪኔሽን ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ሜጀር ጀነራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም።

ሜጀር ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ብትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ ወፍሪ ንፍትሒ ናይ ፎቶ ኤግዚብሽን ዑደት ኣብ ዝገበርሉ እዋን፥ እቱ ጁንታ ዝፈፀሞም ጥፍኣትን መከላኸሊ ዝወሰዶ ስጉምቲ ሓደ ግዘ ተፀብፂቡ ዝተርፍ ክኸውን የብሉን ኢሎም።

ምስቲ ሰራዊት ዝተሓሓዙ ሓበሬታ ብቐፃልነት ብምድላው ካብ ኣእምሮ ሰብ ቶሎ ከይጠፍኡ እቲ ሓቂ ኣጉሊህኻ ብተደጋጋሚ ምርኣይ የድሊ ኢሎም።

እቶም ሓበሬታታት ብተኸታታሊ ብምቕራብ ናይ ሕሶት ሓበሬታ ምክልኻል እውን ከምዝከኣል ገሊፆም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.