Fana: At a Speed of Life!

መበል 34 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) መበል 34 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ።

እቲ ጉባኤ፥ “ኪነ ጥበብ፣ ባህልን ቅርስን ንህንፀት እንብህጋ ኣፍሪካ” ዝብል መሪሕ ቃል ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ኣህጉራዊን ቀጠናውን ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ክገብሩ ኢዮም ዝበል ትፅቢት ኣሎ።

ኣፍሪካ ብሰንኪ ፀቕጢ ቫይረስኮሮና ዘስዓቦ ፅዕንቶ ኢኮኖሚ ከመይ ምድሓን ከምዝከኣል ክዝተ ኢዩ ተባሂሉ።

ሎሚ ዘበን ብዕሊ ናብ ተግባር ዝተኣተወ ኣህጉራዊ ናፃ ቀጠና ነግዲ እዋናዊ ኣፈፃፅምኡ ብዝምልከት ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.