Fana: At a Speed of Life!

ካብ ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ትግራይ ናብ ሱዳን ዝተሰደዱ 60 ሺሕ ዝጋታት ንምምላስ ይስራዳይሬክተር ጄኔራል ኤጀንሲ ጉዳያት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ተስፋሁን ጎበዛይ ገሊፆም።

ዜጋታት ንምምላስ ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም።

ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ስጉምቲ ምኽበር ሕጊ ስዒቡ ናብ ሱዳን ዝተሰደቱ ዜጋታት ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ኢዮም ዘለዉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision</span;>

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!</span;>

<span;>ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;>

</span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.