Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ  ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ  ዶክተር ወረቅነህ ገበየሁ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገረ ፓርቹጋል ጃኦ ጎሜስ ክራቪኖ ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ጂኦ ፖለቲካ፣ ድሕንነት ባሕሪ፣ ስደትን ካልኦት ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ብኢንተርኔት ከምዝተኻየደ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ሓቢሮም።

ፕሬዚዳንት ፖርቹጋል ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ፥ ኢጋድ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዎ ርክብ ብዝበለፀ ከምዘጠናኽሮ እቶም ዋና ፀሓፊ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.