Fana: At a Speed of Life!

ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ሓበሬታ ብሞያ ኣቪዬሽን ደሕንነት ዘሰልጠኖም 200 ኦፊሰራት ኣመሪቑ።

ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን<span;> ኣይተ ተመሰገን ጥሩነህ፥ እቶም ተመረቕቲ ኩርዓት ሃገር ዝኾነ መገዲ ኣየር ዝገብሮ ጉዕዞ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝህልዎም ገሊፆም።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ  ዓለምለኸ ብርኪ ፅርየቱ ዝሓለየ ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ብምድላው ስልጠና ምህብ ምጅማሩ ዘኹርዕ ተግባር ለውጢ ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እቶም ካብ ዝተፈላለዩ ዩንቨርስቲታት ዘተመልመሉን ብልዑል ውፅኢት ብቐዳማይ ዲግሪ ዝተመረቑን ሰብ ሞያታት ንክልተ ኣዋርሕ ስልጠና ዝወሰዱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

<span;>ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana</span;>

<span;>ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/</span;>

<span;>ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision</span;>

<span;>ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!</span;>

<span;>ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!</span;>

</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.